“ምንቅስቃስ ይኣክል ሚነሶታ ን1ይ ስሩዕ ኣኼባ ይዳሎ፡ ኣባላት ባይቶ ይኣክል ሰ. ኣሜሪካ ኣቶ ፍቅረን ወ/ሮ ኢለንን ድማ ምኽሮም ይልግሱ”
420
Views
Sorry, only registred users can create playlists.
Description
“እሕሕ! ዝብል ድኣ ተሳኢኑ'ምበር ብውሽጡስ እህህ ዘይብል የልቦን! ኣባል ህግደፍ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ” Ellen Tesfaghiorgis
“ሎሚ ንድሕነት ሃገር መን ይግበሮ ዝበሃለሉ ግዜ ድዩ? ኣይመስለንን" Ellen Tesfaghiorgis
“ምንቅስቃስ ይኣክል መመላእታ ናይቲ ንነዊሕ ዓመታት ክኸይድ ዝጸንሐ ቃልሲ ንፍትሒ ድኣ’ምበር መተካእታ ኣይኮነን” Fikre Gaim
“ሎሚ ንሕናን ንሶምን ዘይኮነስ፡ ንሕና ኤርትራውያን እንብለሉ ግዜ እዩ” Fikre Gaim www.tempoafrictv.com
follow us on twitter, facebook and youtube
Africas #1 TV station from the grass root
Post your comment
Comments
Be the first to comment